| ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ድራፍትሰ ማን |
| Posted Date | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
| Closing Date | ቀዳም ጉንበት 30, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባተ ንክትወዳደሩ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን 10 +3 ወይ ለቨል III ወይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ ወይ ብድራፍትን ወይ ንድፍን ቅየሳን ላዕለዋይ /ኣድቫንስ / ዲፕሎማ ወይ ለቨል IV ዝተመረቀ/ ት ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ ዋ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሓሳሳቢbr /> መመዝገቢ ዕለት - ካብ 26092006 ዓምbr /> መመዝገቢ ቦታ - ቢሮ ቑፅሪ 01br /> መመልከትቲ - ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልክቻ ናይ ስርሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡbr /> ፈተና ዝዋሃበሉ - ዕለት 04102006 ዓም ሰዓት 900br /> ንተወሳኪ ሓበሬታ - ቁፅሪ ስልኪ 034-440- 10 -63 ቁፅሪ ስልኪ 034-441-96-37br /> |