| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ክኢላ ፋይናንስ |
| Posted Date | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
| Closing Date | ቀዳም ጉንበት 30, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ቐፂሉ ንዝተዘረዘረ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ ክትቆፅር ትደሊ በዚ መሰረተ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት ዲግሪ ሒሳብ አተሓሕዛ ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ክፍሊ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ ቢሮ 01 ምዝገባ ዕለት ካብ ዕለት 25/09/2006 ክሳብ 29 /09 /2006 ዓ/ ም ተደላይ ዶክመንት መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን ካልኦት ሓገዝቲ ፅሑፋት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ፈተና እዋን ንቅድሚት ብዝጥዕም መንገዲ ንሕብር |