Position | ባዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን |
Posted Date | ሶኒ ጉንበት 25, 2006 |
Closing Date | ሓሙስ ጉንበት 28, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | መ/መ /ቑፅሪ 2.1 -2ከ12 -3-1-10 |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ አብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ን ኢንዱስትን አብ በጅት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለይ እዚ ዝተቀመጠ መመዘኒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዚ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ማነጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም/MIS/! ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ/IT/ !ኮምፒተቸ ሳይንስ ፍልጠት ፖሊስን ስትራተጅን መንግስቲ ዘለዎ ዋ ፅቡቅ ስነምግባር ዘለዎ ዋ አግባብ ዘለዎ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት |
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ ከተማ 1ይ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን |