| Position | ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር |
| Posted Date | ሶኒ ጉንበት 25, 2006 |
| Closing Date | ቀዳም ጉንበት 30, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | መ/መ /ቑ 6-4-5 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | አብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ናይ ስርሕ መደብ ኪኢላ አወዳዳሩ ክቁፅር ስለዝደለየ ነዚ ሮቃሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ 0 |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈልን ናይ ስራሕ ቦታ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ መቐለ መመዝገቢ ቦታ አብ አመራረሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 222 መመዝገቢ ካብ ዕለት 19/09/06 ዓ/ም እስካብ 26/09/06 ዓ/ም መረጋገፂ ብቅዓተ /COC/ ከቕርብ ዝክእል መሰናድኦ ትምህርቲ ዝወደአ /COC/ ኣይሕተትን ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 28/09/06 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ምዝገባ እዋን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ክቅርበ አለዎ |