https://milkta.com/en/jobs/display/301
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ
Position በዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን
Posted Date ዓርቢ ጉንበት 22, 2006
Closing Date ረቡዕ ጉንበት 27, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number 2ከ12 -27-2-1
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ኢኮኖሚክስ ,ሳሾሎጂ ,ሳይኮሎጂ ኮኣፕሬቲቨ- ሕጊ ,ስነ ፅሑፍ , ሊንጉስቲክ , ሶሻል ወርክ , ኣንትሮፖሎጂ - መሰረታዊ ኮምፒተር ምስ አፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕ ሰብ ማለት ጎዳና ሐደሪ ነብስን ሸይጠን ዝመሐደራ ደክታማት ኣካል ጉድአት ኣረጋዊያን ህፃናት አግባብ ዘለዎ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 3ተ ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ /ከተማ 1ይ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle