https://milkta.com/en/jobs/display/290
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ
Position ኔትዎርክ ቴክኒሻን
Posted Date ሰሉስ ጉንበት 19, 2006
Closing Date ሓሙስ ጉንበት 28, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number 20-3-31
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብኔትዎርክ ቴክኒሻን ዝተመረቐ/ት ብጂ.ኣይ.ኤስ ሞያ ዘለዎ ልምዲ ምያ ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5+ ዓመት፣ ብማስተርስ ዲግሪ 3+ ኣግባብ ዘለዎ ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ብተሓሳቢ ፕሳ-1 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን።
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle