| Position | ላ/ኪኢላ ቅየሳ ካዳስተር |
| Posted Date | ሰሉስ ጉንበት 19, 2006 |
| Closing Date | ሓሙስ ጉንበት 28, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 20-3-10 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብቅየሳ /ካሳስተርሐ ብድራፍቲንግ፣ ብኮንስትርክሽን ምህንድስና ካልኦት ተዛመድቲ ዝተመረቐ/ት ስራሕ ልምዲ ብቐዳማይ ዲግሪ 7+ ዓመት ብካልኣይ ዲግሪ 6+ ዓመት |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን። |