https://milkta.com/en/jobs/display/286
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
Position ኣካውንታት
Posted Date ሶኒ ጉንበት 11, 2006
Closing Date ዓርቢ ጉንበት 15, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ጊዝያዊ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ብበጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቖፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪ ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕቡ ቅጥዒ ዝተቐመጡ መመዘኒ ረቋሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 0 ዓመት
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መተሐሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 07-14/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቁፅሪ 01 CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት18/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 እዋን ቁፃር ን3 ውርሒ ኮይኑ ከምኣድላይነቱ ዝሕደስ
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle