| Position | ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊሰር |
| Posted Date | ሶኒ ጉንበት 11, 2006 |
| Closing Date | ቀዳም ጉንበት 16, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 3 |
| Description | ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊሰር ብኮንትራት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ንኽትወዳደሩ/ራ ይዕድም። ተደላይይ ክእልትን ዓይነት ትምህርትን ናይ ቐደም 12 ክፍሊ ዝወደኣት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፈሊ ዝወዳኣት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+ ሰርቲፊኬት ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ/ት ወይም ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወዳኣት 6+ ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርትፊኬት ዝተመረቐት ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝተወዳአት 4+ ዓማት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብብርኪ IV ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈሊን መመዝገቢ ቦታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 359 መመዝገቢ ዕለት ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ካብ ዕለት 11/09/2006 ክሳብ 15/09/2006 ዓ/ም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ንቐፃሊ ብምልክታ ነፍልጥ ምኳን ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ዋንኡ ት/ቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ምስ ዘይምለስ ኮፒን ምቕራብ የድሊ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344- 419905ደዊልካ ምሕታት ይከኣል |