https://milkta.com/en/jobs/display/275
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ
Position ኪኢላ ወሃቢ ሓበሬታ ጉዲያት ፍርዲ
Posted Date ዓርቢ ጉንበት 8, 2006
Closing Date ሓሙስ ጉንበት 14, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number 6-22-10-17
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብኣይቲ ብኤምኤስ ኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቀ ልምዲ ዓመት 8 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply ነዚ ሮቃሒ ተማልኡ እዞ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ደሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኹም ኣብ ዞባ ድቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ንሕብር።
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle