| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| Position | ካሜራ ማን |
| Posted Date | ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 |
| Closing Date | ሰንበት ሓምለ 27, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 22-6-3 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ላዕ/ቤተ ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክዕቢ ክቖፅር ይደለ። ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎም ልዕሊኡን ብቪድዮን ፎቶካሜራን ብተወሳኪ ኣይቲ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ 6 ዓመት ልዕሊኡን ብኦድዮ ቪዝዋል፣ ብፎቶ ግራፍ፣ ብኪኢላነት ምውዳድ ድምፅን ምስልን ዝሰርሐ/ት |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀሊ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውፅጢ 6+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብንሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሊ ጀሚሩ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ክትምዝግቡ ንሕብር። ናይ ፈተና እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምኳኑ ብተወሳኺ ንገልፅ። |