https://milkta.com/en/jobs/display/272
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
Position ላዕለዋይ በዓልሞያ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ፅገና ናውቲ ቴሓር
Posted Date ረቡዕ ጉንበት 6, 2006
Closing Date ሰሉስ ጉንበት 12, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ቢሮ ትልሚል ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ምልማዕን ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ላዕለዋይ በዓልሞያ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ናውቲ ብቑፃር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙም መሰረት ነቲ መመዘኒ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ብዙይ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት ቐዳማይ ዲግሪ ብኮምፒተር ሳይንስ ብኤንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ብኤሌክትሮኒክስ ኢንጅነሪንግ ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ብኮሚኒኬሽን ኤሌክትሮንክስ ኢንጅነሪንግ ብሲፍትዌር ኢንጅነሪንግ ብማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለዎም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ኮፒን ሲቪንክቕርቡ ኣለዎም። ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04-11/09/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቀዳማይ ደብሪ ካብ 1-12 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ።
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle