Position | ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊስር |
Posted Date | ሰሉስ ጉንበት 5, 2006 |
Closing Date | ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም ብኣካውንቲንግ፣ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብታሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ |
Educational Requirements | |
Desired Skills | |
Experience Requirements | |
How to apply | መተሐሳሳቢ ናይ መዝገባ ጊዜ ካብ ዕለት 01-07/09/2006 ዓ/ም ንተከታተልቲ 5+ ናይ ስራሕ መ’ልቲታት ኣብ ቢሮና ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ክፍሊ ቑፅሪ 196 ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅርብ ይድሊ። |