| Position | ኦዲተር |
| Posted Date | ሶኒ ጉንበት 4, 2006 |
| Closing Date | ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 3 |
| Description | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብፐብሊክ ፋይንንስ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብተሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ። ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ። |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሐሳሳቢ ናይ መዝገባ ጊዜ ካብ ዕለት 01-07/09/2006 ዓ/ም ንተከታተልቲ 5+ ናይ ስራሕ መ’ልቲታት ኣብ ቢሮና ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ክፍሊ ቑፅሪ 196 ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅርብ ይድሊ። |