https://milkta.com/en/jobs/display/267
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
Position ኦዲተር
Posted Date ሶኒ ጉንበት 4, 2006
Closing Date ሓሙስ ጉንበት 7, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 3
Description ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም:: ተደላይ ክእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብፐብሊክ ፋይንንስ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብተሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ። ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ።
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መተሐሳሳቢ ናይ መዝገባ ጊዜ ካብ ዕለት 01-07/09/2006 ዓ/ም ንተከታተልቲ 5+ ናይ ስራሕ መ’ልቲታት ኣብ ቢሮና ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ክፍሊ ቑፅሪ 196 ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅርብ ይድሊ።
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle