| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ች/ትራንክራይቭር |
| Posted Date | ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2006 |
| Closing Date | ቀዳም ሚያዝያ 11, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ። ዲግሪ ኣይቲ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ኮምፒተር ሳይንስ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ኮፒ ብምሓዝ ክትምዝገቡ እንገለፅና መመዝገቢ ቦታ ኣብ ላ/ቤ/ክ/ትግራይ ቁፅሪ 22 ምዃኑ ንሕብር ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ዝገለፅ ምዃኑ ብተወሳኪ ንገልፅ። |