https://milkta.com/en/jobs/display/198
በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
Position ኪኢላ ምምሐዳር ሰራሕተኛን ልመዓት ሓይሊ ሰብን
Posted Date ሰሉስ መጋቢት 30, 2006
Closing Date ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ብኤ/ኤም ኤ ዲግሪ ፓብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ

4 ዓመት/2 ዓመት

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መተሐሳሰቢ

  • ኣመልከቲ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ከትቀርቡ

  • ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ስነ-ምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ

  • ኣብ ተራ ቁፅሪ 7ን 8 |ተጠቀሱ ስራሕ መደብ ናይ 2004፤2005 ዓ/ም ምሩቃት መመረቂ ነጥቢ ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንደቂ ተባዕትዮ 2.5 ልዕሊኡን ከምኡውን ዘይብሉ ምኻኑ መረጋገፂ ካብ ዝነብረሉ ከባቢ ምምሕዳር ከቅርብ ዝክእል

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ክብ መጋቢት 29/07/2006 ክሳብ ሚያዝያ 08/2006 ዓ/ም ዘሎ እዋን

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጥቃ ዝርከብ ናይ ጉደኣት ኩናት ትገራይ ሓዱሽ ህንፃ 3ይ ደብሪ ኣመራርሓ ልምዓት ሓይሊ ሰብን

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ሚያዝያ 20/2006 ዓ/ም

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle