https://milkta.com/en/jobs/display/1882
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
Position በዓል ሞያ ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን IV
Posted Date ቀዳም መስከረም 20, 2010
Closing Date ሓሙስ መስከረም 25, 2010
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ማናጅመንት
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

1ይ ደግሪ ወይ 2ይ ዲግሪ

Desired Skills

ኣካዉንቲንግ:Â ኣካዉንቲንግ እና ፋይናንስ: ቢዝነስ ማኔጀመንት :ኢኮኖሚክስ :ሕርሻ ኢኮኖሚክስ : ስታትስቲክስ : ሪጅናልፕላንግ :ብሶሾሎጂ : ብማናጅመንት : ካልኦት ዲቨሎፕመንት ስታስቲክስ

Experience Requirements

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 6ተ ዓመት ን2ይ ደግሪ 4ተ ዓመት

How to apply
  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle