| ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኮንስትራክሽን መሃንዲስ ደ 2 |
| Posted Date | ሶኒ ነሓሰ 22, 2009 |
| Closing Date | ሓሙስ ነሓሰ 25, 2009 |
| location | ኣብ ዝተመደበሉ ዝሰርሕ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ስዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ Â አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ |
| Desired Skills | ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ |
| Experience Requirements | ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ( 5 ዓመት ትምህርቲ) ካልኣይ ዲግሪ(ኤምኤስሲ) 0Â ዓመት ቀደማይ ዲግሪ(ቢኤስሲ) 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ( 4 ዓመት ትምህርቲ) ቀዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት |
| How to apply | ናይ መመዝገቢ ዕለት ካብ 20/ 12 /2009 ዓም ክሳብ 25/ 12 /2009 ዓም ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 03 መራሒ ጉጅለ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኮይኑ |