| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሳይት ሱፐርቫይዘር |
| Posted Date | ዓርቢ ነሓሰ 5, 2009 |
| Closing Date | ሓሙስ ነሓሰ 18, 2009 |
| location | ዳንሻ |
| Jobs Identification Number | XIV |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕ ደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
| Educational Requirements | ዲግሪ ብሲቪል ምህንድስና ኮንስትራከሸን ቴክኖሎጅን ተዛመድቲ ትምህርትን |
| Desired Skills | መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር(Atuto cad and excel) |
| Experience Requirements | 4 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ኮንትራት ንሓደ ዓመት ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ኬዝቲም ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት 05 /12/ 2009 ዓም ክሳብ 18 /12 /2009 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ካልኦት አድለይቲ መረዳእታታት ኦርጅናልን ፎቶኮፒን ሒዝኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ |