https://milkta.com/en/jobs/display/181
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
Position ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር
Posted Date ዓርቢ መጋቢት 19, 2006
Closing Date ሶኒ መጋቢት 22, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number 25-3-4
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብኣካውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 5 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልት አለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle