| Position | ሲነር ኦዲተር |
| Posted Date | ዓርቢ መጋቢት 19, 2006 |
| Closing Date | ሶኒ መጋቢት 22, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 25-1-5 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብቲ ናይ መንግስት ፋይናንስን ምምሕዳርን ክእልት ዘለዎ/ዋ ብናይ መንግስቲ መምርሕታትን ኣዋጃትን ኣሰራርሓ ቡቕዕ ስለጠና ዘለዎ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ኦዲት ስራሕ ብዝግባእ ዝፈልጥ ብኣከዋውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 7 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |