| ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ፋይናንሻል ኦዲተር |
| Posted Date | ሓሙስ ሰነ 15, 2009 |
| Closing Date | ረቡዕ ሰነ 21, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 2 |
| Description | ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ንሐደሽቲ ተመረቅቲ ክምድብ ይደሊ |
| Educational Requirements | ድግሪ : 2ይ ድግሪÂ |
| Desired Skills | አካወንቲንግ : አካዉንቲንግና ፋይናንስ : ቢዝነስ ማኔጅመንትÂ ቢዝነስ ማኔጅመንት |
| Experience Requirements | ድግሪ 0 ዓመት : 2ይ ድግሪ 0 ዓመት |
| How to apply | ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ አብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ግዜ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብ |