https://milkta.com/en/jobs/display/171
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
Position ዓቓቢ ሕጊ
Posted Date ዓርቢ መጋቢት 19, 2006
Closing Date ሶኒ መጋቢት 22, 2006
location ፀገዴ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description በዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሊ ዝተሓበረ መሰረት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ተደላይ ክእለት LLB ብሕጊ ዝተመረቀ ን1ይ ዲግሪ 2+ ዓመት ንማስተር 0 ዓመት ቀጥታ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልመዲ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply መተሓሳሰቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ልመዲ ስራሕን ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማእከል ዳይነትን ዝሰልጠነ ምኳኑ ምስክር ወረቐት ዝቅርብ ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ መዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትግራይ ኣውራ ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብን ህንፃ ማሕበር ጉዳኣት ኵናት ትገራይ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 10 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/07/2006 ክሳብ 20/7/2006 ዓ/ም
All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle