https://milkta.com/en/jobs/display/17
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
Position መተሓባበሪ ኪኢላ መፅናዕቲን
Posted Date ዓርቢ ሕዳር 6, 2006
Closing Date ሰሉስ ሕዳር 10, 2006
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level ጀማሪ
Sex ኣይፈልን
Quantity
Description

ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለው ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሓ ዘማልኡ/ኣ ሰራሐተኛታት ክቆፅር ይደሊ

ተዳላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲ

ኢኮሚክስ፤ ኣካውንቲንግ፤ ቢዝነስ ማናጅመንት፤ ቢዝነስ ኣዲሚኒስትሬሽን፤ ማርኬቲን ማናጅመንት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና

-ቀዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ

- ብማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ

- ብዶክትሬት ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ብናይ ምትሕብባር ስራሕቲ ወይ ብመፅናዕቲ ስልጠና ስራሕቲ ዝሰርሐ/ት

በዝሒ 01

መሃያ 4743

ስራሕ ብርኪ XV

ስራሕ መ/መ/ቁ  26-3-55

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መተሓሳሰቢ

  • ምዝገባ ቦታ ኣብ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 1ይ ደብሪ ምምሕዳር ሰራሕተኛ

  • ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ክቀርብ ይግባእ

  • ምዝገባ ዝጅመረሉ 03/03/2006---10/03/2006 ዓ/ም ኣብ እዋን ስራሕ መዓልቲ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/03/2006 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:30

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle