| ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ድራፍትስ ማን |
| Posted Date | ሰንበት ጉንበት 6, 2009 |
| Closing Date | ሓሙስ ጉንበት 10, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 2 |
| Description | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዉሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡ እዉን ቁፃር ሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም |
| Educational Requirements | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረ/ቀ |
| Desired Skills | ብድራፍትንድ ንድፊ: Â ብኣርክቴክቸር : ብኢንጀነሪንግ ድሮዊንግ እና ዲዛይን Â : ብኣዉቶ ካድን ሶሊድ ወርክን ወይም ብካትያ ወይም ብኣርኪካድÂ |
| Experience Requirements | 6 ዓመት ኣግባብነት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply |
|