| ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| Position | Trainee wood processing |
| Posted Date | ረቡዕ መጋቢት 10, 2006 |
| Closing Date | ረቡዕ መጋቢት 17, 2006 |
| location | ማይጨው |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 2 |
| Description | ናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም። Bsc Degree in wood processing engineering and wood science and IItechnology, wood product processing and utilazion |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ
|