| ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር | |
|---|---|
| Position | ናይ ሪስክ ምምሕዳርን ግልጋሎት ኦዲትን ሓላፊ |
| Posted Date | ሶኒ ሚያዝያ 30, 2009 |
| Closing Date | ዓርቢ ጉንበት 4, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብኣካዉንቲንግ ወይ ፋይናንስ ወይ ኣግባብነት ዘለዎ ሞያ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ |
| Desired Skills | ብኣካዉንቲንግ ወይ ፋይናንስ ወይ ኣግባብነት ዘለዎ ሞያ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ |
| Experience Requirements | 2ይ ዲግሪ 8ተ ዓመት ኮይኖ ብኦዲትን ሪስክን ብሓላፍነት ዝሰርሐ /ት ዝኮነ ይምረፅ 1ይ ዲግሪ 10ተ ዓመት ኮይኖ ብኦዲትን ሪስክን ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ ት ዝኮነ ይምረፅ |
| How to apply | መረዳእታ ትምህርትን ስራሕን ኦርጅናል ፎቶኮፒን ከምኡዉን መለለዮ ካርዲ ብምሓዝ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ፎቅ ክትምዝገቡ ትክእሉ |