| ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር | |
|---|---|
| Position | ላዕለዋይ ናይ ማሸን በዓል ሞያ |
| Posted Date | ሶኒ ሚያዝያ 30, 2009 |
| Closing Date | ዓርቢ ጉንበት 4, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብማይ ቴክኖሎጂ ወይ ተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ /ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ |
| Desired Skills | ብማይ ቴክኖሎጂ ወይ ተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ /ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ |
| Experience Requirements | 2ይ ዲግሪ 4ተ ዓመት ኮይኑ በቲ ሞያ ዝሰረሐ/ት 1ይ ዲግሪ 6ተ ዓመት ኮይኑ በቲ ሞያ ዝሰረሐ/ት |
| How to apply | መረዳእታ ትምህርትን ስራሕን ኦርጅናል ፎቶኮፒን ከምኡዉን መለለዮ ካርዲ ካልኦት ዘድለዮ መረዳእታ ብምሓዝ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ፎቅ ክትምዝገቡ ትክእሉ |