ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም | |
---|---|
Position | ዲዛይነር |
Posted Date | ሓሙስ ሚያዝያ 19, 2009 |
Closing Date | ሓሙስ ሚያዝያ 26, 2009 |
location | ዉቅሮ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ጊዝያዊ |
By Job Category | |
By Career Level | ጀማሪ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ካሳን ለምለም ፋብሪካ መፍረይን ሓፂን መፂን ሕብረት ሽርክና ማሕበር በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | BSC |
Desired Skills |
|
Experience Requirements | 0 ዓመት ስራሕ ልምዲÂ |
How to apply | ናይ ምዝግባ ቦታ : ኣብ ናይ ፋብሪካና HRM ቤት ፅሕፈት ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዜ : ቀዳመ ሓዊሱ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዝግባ ዝካየደሉ ዕለት : ካብ ዕለት 16 /8/ 2009 ዓም ክሳብ 26/ 8 /2009 ዓም መመልከቲ ከቅርብዎ ዝግብእ መረዳእታ ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ካልኦት ዝተሐተቱ ተወሰክቲ ክእላታት መረዳእታ ድሕሪ ምዝግባ ኣብ ምፅራይ ንዝሐለፈ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንገልፅ ብስልኪ ነፍልጥን ምካና ኣድራሻና ኣብ ከተማ ዉቅሮ ትሕቲ ኮሎጅ ቴክንክን ሞያን/ ጥቃ ናይል ቆርቆሮ/ Â |