ትካል መኣድን ምውፃእ ኢዛና | |
---|---|
Position | clinical nurse |
Posted Date | ሰሉስ መጋቢት 19, 2009 |
Closing Date | ረቡዕ መጋቢት 27, 2009 |
location | አስገደ ፅምብላ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ኢዛና ማዕድን ልምዓት ሜሊ ወርቂ ቀፂሎም ንዝተዘርዘሩ መደባት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | B.Sc in clinical nurse Level three /college diploma in clinical nurse |
Desired Skills | B.Sc in clinical nurse Level three /college diploma in clinical nurse |
Experience Requirements | B.Sc in clinical nurse:three years of experience in a related work Level three /college diploma in clinical nurse:five years of experience in a related work |
How to apply | ሓበሬታ ጥቅማጥቅሚ ነቲ ቦታ ዝተፈቀደ ናይ ጥቅሉል ማሃያ 30% ቆላ አበል መንበሪ ገዛ ብተመጣጠኒ ክፍሊት ናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት ናይ ሕክምና ግልጋሎት ናይ ኢንሹራንስ ሽፋን ከምስርሑ መደቡ ብማንዋል ዝተፈቀደን በቲ ትካል ተፀኒዑ ዝፍቀድን ካልእ ጥቅማጥቅሚ ስራሕ ቦታ ኣብ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ጣብያ ልምዓት ወርቂ መፃረዮ ፋብሪካ ምዝገባ ቦታ ጉና ሕንፃ ቢሮ ቁፅሪ 116 ሽረ ኢዛና ላይዘን ቢሮ ዘርኣይ ህንፃ ምዝገባ ዕለት 19/ 07 /2009 ዓም ክሳብ 27/ 07/ 2009 ዓም ንጉሆ 2:30- 6:00 ድሕሪ ሰዓት 8:30 -11:00 ደለይቲ ስራሕ ትምህርቲ ን ስልጠናን ስራሕ ልምዲን መረዳእታ ዋናን ፎቶኮፒን የቅርቡ |