https://milkta.com/en/jobs/display/1617
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
Position በዓል ሞያ ሕጊ
Posted Date ዓርቢ መጋቢት 8, 2009
Closing Date ሓሙስ መጋቢት 14, 2009
location መቐለ
Jobs Identification Number
Salary
By Work Category ቐዋሚ
By Job Category
By Career Level መኣካላይ ደረጃ
Sex ኣይፈልን
Quantity 1
Description

ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ቀዳማይ ዲግሪ ብ ሕጊ

Desired Skills

ኪኢላ ሙያ ሕጊ መምካርን ምምጉዳትን ምክሳስን ወዳኢ ነገርን ብምካን ዝሰረሐ

Experience Requirements

6 ዓመትን ልዕሊኡን

How to apply

ምዝገባ ዕለት ካብ 07/ 07 /2009 ዓም ክሳብ 14 /07/ 2009 ዓም

መመዝገቢ ቦታ: ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ

በቲ ትካል መሰረት ጥቅማጥቅምን ንሞባይልን ንትራንስፖርትን ይህልዎ

All Rights Reserved © Milkta 2013 - 2024 . Powered and developed by Rackmint System. Made with love in Mekelle