| ትካል ንግዲ ጉና | |
|---|---|
| Position | ሽያጭ ካሸር /ገንዘብ ተሓዚት/ |
| Posted Date | ቀዳም መጋቢት 2, 2009 |
| Closing Date | ሰሉስ መጋቢት 5, 2009 |
| location | አለማጣ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 4 |
| Description | ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓ /ዝተ /ዉ /ማ እዚ ዝስዕብ ረቆሒታት ዘማልኡ ሰራሕተኛታት ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ኮሌጅ (12+2) ዲፕሎማ TVET (10+3) Level III ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ/ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ ወይ ከዓ TVET (10+2) Level II ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ |
| Desired Skills | ኮሌጅ (12+2) ዲፕሎማ TVET (10+3) Level III ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ/ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ ወይ ከዓ TVET (10+2) Level II ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ |
| Experience Requirements | 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | ስራሕ ቦታ : ዓዲግራት :አለማጣ :ኣክሱም Â : ዓፋር /ሎጊያ ዝምገብሉ ቦታ : መቐለ ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሃላ ዝተዉ ማሕበር መድህን ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 200 ስልኪ ቀፅሪ Â 0344 40 57 44Â /0914729001 Â መቐለ 0914 049207 ኣክሱም 0914 16 42 75 ዓደግራት 0934 59 24 08 ኣለማጣ |