| ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
|---|---|
| Position | ጀማሪ ኢንስትራከተር computer |
| Posted Date | ሓሙስ የካቲት 30, 2009 |
| Closing Date | ሰሉስ መጋቢት 5, 2009 |
| location | ዉቅሮ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ 2009 ዓም ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት ንደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | 1ይ ዲግሪ (B-level) Computer science , information technology, computer engineering, computer technology COC ምዝና ዝምልከት: ብ Computer science , information technology, computer engineering, computer technology በቢብርኩ ተመዚኑ /ና ክሳብ ደረጃ IV ዝበቀዐ /ት |
| Desired Skills | 1ይ ዲግሪ (B-level) |
| Experience Requirements | 0 |
| How to apply | GPA: 2.75 ን ልዕሊኡን መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ካብ ዕለት 29 /06 /2009 ዓም ክሳብ 05 /07/ 2009 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 19(HRM) መመልከቲ መረጋገጺ ብቅዓት ሞያን ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ ንዝበለፀ ሓበሬታ 034 443 0125 |