| ማሕበር መናእስይ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | monitoring and evaluation officer |
| Posted Date | ዓርቢ ጥሪ 5, 2009 |
| Closing Date | ዓርቢ ጥሪ 12, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር መናእሰይ ትግራይ USAID EEP project ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብmonitoring and evaluation  አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ  |
| Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ Economics, agricultural economics, project management environment |
| Desired Skills | ቀዳማይ ዲግሪ Economics, agricultural economics, project management environment |
| Experience Requirements | ብ M & E ኣግባብ ዘለዎ 4ተ ዓመት ኣብ USAID ዝሰረሐ ይምረፅ |
| How to apply | ዕድመ መንእሰይ ዝኮነ መመዝገቢ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካብ ጥሪ 04 ክሳብ 12 2009 ዓም ናይ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ኦርጅናልን ኮፒን ብምሓዝ ምቅራብ የድሊ ስቁ 0914003570 |