| ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
|---|---|
| Position | ጂኦግራፊ መምህር |
| Posted Date | ረቡዕ መጋቢት 3, 2006 |
| Closing Date | ዓርቢ መጋቢት 5, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | 1ይ ዲግሪ BED ዝተመረቐ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መተሓሳሰቢ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዓመት ልዕሊኡን እቶም ዝተጠቐሱ መዐቀኒታት ዝተማልኡ መረዳእታ ትምህርቲ ልመዲ ስራሕ ስቪ ፎቶ ኮፒ ዘይምለስ ምስ ዋንኡ ብምትሕሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 05/07/2006 ዓ/ም መለለይ ካርድኩም ብምሓዝ መፂእኹም ክትምዝገቡ ነተሓሰስብ። መመዝገቢ ቦታ መቐለ መርሲ ቤት ትምህርቲ ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ |