| ማሕበር መናእስይ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ |
| Posted Date | ረቡዕ የካቲት 19, 2006 |
| Closing Date | ዓርቢ የካቲት 21, 2006 |
| location | መቐለን፣ ዓዲግራት |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 3 |
| Description | ናይ ፕሮጀክት ኣርእስቲ MULU Marsh Project ናይ ስራሕ ርእሲ መተሓባበሪ DIC ጥዕና ሰራሕተኛ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዘለዎም ዝግባእ ደረጃ ትምህርቲ
ስራሕ ልመዲ ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ 4 ዓመት ዘለዎ/ዋ
ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 0 ዓመት ንዲፕሎማ 2 ዓመት ኣብ ምትከላት እምነታት ነፃ ድልየት ዓርሲ ተበግሶን ናይ ተግባራዊነት ከምኡውን ኣብ ውዳበን እምነተት ዘለዎ/ዋ
|
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ዕድም ኣን መንእስይነት ዕድመ እንትኮን ይምረፅ ፃታ ኣይፈለን ደመዋዝ ብመሰረት ስኬል እቲ ፕሮግራም ኩነታት ቑፃር ብኩንትራት ተወዳደርቲ ሲቪን ካልኦት ኣድለይቲ መረዳእታታት ኣተሓሒዝኩም ካብ ዕለት 18/06/2006 ዓ/ኝ ጀሚሩ ንተከታለልቲ 4+ ናይ ስርሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 03 ጥቓ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝነበረ ብኣካል ብምምፃእ ቢሮ ቁፅሪ 1 ክትምዝገቡ ነተሓሰሰብ |