ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል | |
---|---|
Position | ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን |
Posted Date | ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 |
Closing Date | ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ ብደገ ዝዉወር ወይ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | BA /MA ኢኮኖሚክስ ሕርሻ ስታቲስቲክስ ሪጅናል ፕላኒንግ ሶሲዮሎጂ ጂኦግራፊ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ አግሪካልቸራል ኤክስቴንሽን አርባን ፕላኒንግ ፖለቲካል ሳይንስ ኢንተርናሽናል ርሌሽንስ እፅዋት ሳይንስ ልምዓት ዘራእትን ሓለዋን ካልኦት ደቨሎፐመንት ስታዲስ ኢኮኖሚክስ መናጅመንት ቢዝነስ መናጅመንት ሕብረተሰብ ሳይንስ |
Desired Skills | BA /MA ኢኮኖሚክስ ሕርሻ ስታቲስቲክስ ሪጅናል ፕላኒንግ ሶሲዮሎጂ ጂኦግራፊ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ አግሪካልቸራል ኤክስቴንሽን አርባን ፕላኒንግ ፖለቲካል ሳይንስ ኢንተርናሽናል ርሌሽንስ እፅዋት ሳይንስ ልምዓት ዘራእትን ሓለዋን ካልኦት ደቨሎፐመንት ስታዲስ ኢኮኖሚክስ መናጅመንት ቢዝነስ መናጅመንት ሕብረተሰብ ሳይንስ |
Experience Requirements | BA 4 years MA 2 years |
How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 30/ 03/ 2009 ዓም ክሳብ 7/ 04 /2009 ዓም ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 -09 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዝገቡ ትክእሉ |