ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል | |
---|---|
Position | ኪኢላ ምድላዉ ትልምን በጀትን |
Posted Date | ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 |
Closing Date | ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ ብደገ ዝዉወር ወይ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | BA /MA አግሮ ቢዝነስ ዴቨሎፕመንት ማናጅመንት Â ሕርሻ ስታትስቲክስ ጂኦግራፊ አግሮ ቢዝነስ መናጅመንት ሶሊዮሎጂ ረጅናል ፕላኒንግ ደቨለፕመንት ኢኮኖሚክስ አካዉንቲንግ አካዉንቲንግ ፋይናንስ ቢዝነስ ማናጅመንት መናጅመንት ኢኮኖሚክስ RDS LRM |
Desired Skills | BA /MA አግሮ ቢዝነስ ዴቨሎፕመንት ማናጅመንት Â ሕርሻ ስታትስቲክስ ጂኦግራፊ አግሮ ቢዝነስ መናጅመንት ሶሊዮሎጂ ረጅናል ፕላኒንግ ደቨለፕመንት ኢኮኖሚክስ አካዉንቲንግ አካዉንቲንግ ፋይናንስ ቢዝነስ ማናጅመንት መናጅመንት ኢኮኖሚክስ RDS LRM |
Experience Requirements | BA 6 years MA 4 years |
How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 30/ 03/ 2009 ዓም ክሳብ 7/ 04 /2009 ዓም ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 -09 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዝገቡ ትክእሉ |