| ማሕበር መናእስይ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| Posted Date | ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 |
| Closing Date | ዓርቢ ሕዳር 16, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብአከዉንቲንግ ዲግሪ /ዲፕሎማ ዝተመረቀ Â |
| Desired Skills | ፒችትሪ ክእለት ዘለዎ |
| Experience Requirements | ብአከዉንቲንግ ዲግሪ ዝተመረቀ 0 ዓመት ዲፕሎማ 3 ዓመትን ልዕሊሱን ልምዲ ዘለዎ |
| How to apply | ተወዳደርቲ ሲቪ ካልኦት አድለይቲ መረዳእታታት አተሒዞም ካብ ዕልት 09 /03 /2009 -16/ 03 /2009 5 ተ መዓልቲ ዘለዎ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ዋና ቤት ፀሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 13 ጥቃ ቢዝነስ ኮሌጅ ዝነበረ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914003570 |