| ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር | |
|---|---|
| Position | ጀነራል ሰርቪስ ዋና ክፍሊ ሓላፊ |
| Posted Date | ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 |
| Closing Date | ቀዳም ሕዳር 3, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲግሪ ብማናጅመንት |
| Desired Skills | ዲግሪ ብማናጅመንት |
| Experience Requirements | 4ተ ዓመት ካብዚ 2ተ ዓመት ብተመሳሳሊ 2ተዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐ |
| How to apply | ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 29 /02 /2009 ዓም ክብ 03/ 03/ 2009 ዓም ክትምዝገቡ ትክእሉ |