| ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ | |
|---|---|
| Position | ፀሓፊትን ዶክመንተሽነን |
| Posted Date | ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 |
| Closing Date | ቀዳም ጥቅምቲ 26, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ነዚ ክፍቲ ሰራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ኮሌጅ ዲፕሎማ ብ ቢሮ ምምሕዳር ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወይ ኣይቲ |
| Desired Skills | ኮሌጅ ዲፕሎማ ብ ቢሮ ምምሕዳር ሴክሬታሪያል ሳይንስ ወይ ኣይቲ |
| Experience Requirements | እንተወሓደ 2 ዓመት ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | መመልከቲ ዘለዎም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርቡ ምዝገባ ካብ 21/ 02 /2009 ዓም ክሳብ 26 /02 /2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት አድራሻ ሰምሃል ክሊኒክ እንደርታ ዩኒየን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ |