| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| Position | ኤለክትሪሻን |
| Posted Date | ቀዳም ጥቅምቲ 19, 2009 |
| Closing Date | ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማ ኤለክትሪሲቲ ወይም ተዛማዲ |
| Desired Skills | ኮምፒተር ክእለት |
| Experience Requirements | ብቀጥታ 2 ዓመት |
| How to apply | ምዝገባ ካብ 17 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 22 /02/ 2009ዓም ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ሒዝክም ብምምፃእ ምምዝጋብ ትክእሉ ተወሳኪ ሓበሬታ 0938883229 |