| ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ |
| Posted Date | ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 |
| Closing Date | ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ ሰራሕተኛ ምቁፃር ይደሊ |
| Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ,ፋይናንሻል ማናጅመንት, ኢኮኖሚክስ(ኣብ ሒሳብ ሞያ ዝሰረሐ) |
| Desired Skills | ናይ ኮምፒተር ክእለት አካዉንቲነግ ሶፍትዌር(ፒችትሪ) |
| Experience Requirements | ኣግባብ ዘለዎ 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን ብተወሳኪ ኣብ ፋይናንስ ብአመራርሓ ዝሰረሐ ይምረፅ |
| How to apply | መሃያ 5775 ተወሳኪ ጥቀማ ጥቅሚ ናይ ገዛ ክራይን ታክስን መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቁፅሪ 6ተ ምዝገባ ካብ ጥቅምቲ 08 -18/ 02/ 2009 8ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ኮፒ ተቅርቡ አድራሻ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት 0914003570 Â |