| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| Position | ዕደጋ ኦፊሰር |
| Posted Date | ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009 |
| Closing Date | ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 2 |
| Description | ኣብ ላዕ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ዕዳጋ ኦፊሰር ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ቢኤ ዲግሪን ልዕሊኡን ፐርቸዚንግ ,ማርኬቲንግ ,አካዉንቲንግ ,ኢኮኖሚክስ ,ፐብሊክ ፋይናንስ |
| Desired Skills | ቢኤ ዲግሪን ልዕሊኡን ፐርቸዚንግ ,ማርኬቲንግ ,አካዉንቲንግ ,ኢኮኖሚክስ ,ፐብሊክ ፋይናንስ |
| Experience Requirements | 0 ዓመት |
| How to apply | ስራሕ ቦታ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል መቀለን ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ መቀለን ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ካብ ዕለት 2 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 08 /02/ 2009 ዓም ኦርጅናል መረዳእታኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ንክትምዝገቡ ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ዩ |