| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| Position | ጨንፈር ስራሕ መካይዲ |
| Posted Date | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
| Closing Date | ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009 |
| location | መቀለ :አክሱም :ኣላማጣ :ሑመራን: ዓ /ጉደምን |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 5 |
| Description | ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ አክስዮን ማሕበር አብ ጨንፈራት መቀለ :አክሱም :ኣላማጣ :ሑመራን: ዓ /ጉደምን ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን አተሓሕዛ ሒሳብ :ባንክን ፋይናንስን :ማናጅመንት |
| Desired Skills | ኣብ ማይክሮ ፋይናንስን ዕቃርን ተዛመድቲ ዝሰረሐ |
| Experience Requirements | 6 ዓመትን ልዕሊኡን እንተነኣሰ 2 ዓመት ብ ማ/ፈይናንስ ብሓላፍነት ዝሰረሐ |
| How to apply | ምዝገባ ዕለት ካብ 03 /10/ 2016 አፈ 12/ 10/ 2016 ኣፈ ምዝገባ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈተ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪን ኣብተን ቁፃር ዝተደለየለን ጨንፈራትን ናይ ስልክን ትራንስፖርትን ካልኦትን ጥቅማጥቅሚ ምህላዉ ንሕብር |