ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
---|---|
Position | ምምሕዳር ግልጋሎት ሓላፊ |
Posted Date | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
Closing Date | ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ (ሙሉእ 1ይ ን 2ይ ደረጃ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ብቀሚነት ክቆፅር ይደሊ |
Educational Requirements | ዲፕሎማ/ዲግሪÂ ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ ብምምሕዳር ወይ ከዓ ብሒሳብ አተሓሕዛ ዝተመረቀ |
Desired Skills | ዲፕሎማ/ዲግሪÂ ብምምሕዳር ትምህርቲ ዝተመረቀ ብምምሕዳር ወይ ከዓ ብሒሳብ አተሓሕዛ ዝተመረቀ |
Experience Requirements | ዲፕሎማ ብተዛማዲ 8 ዓመትን ልዕሊኡን ዲግሪÂ 4 ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰሱ ረቃሕታት ዝተማልኡ አመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም :ሲቪ: መረዳእት ልምዲ ስራሕኩም :መለለዩ ካርድኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 12 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቢሮ ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ነፍልጥ አድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ (ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ) 251 344 411301 /418565 /419818 |