| ኣካዳሚ ዳዕሮ | |
|---|---|
| Position | ኮምፒተር |
| Posted Date | ዓርቢ የካቲት 14, 2006 |
| Closing Date | ሰሉስ የካቲት 18, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ዳዕሮ ኣካዳሚ ን2006 ዓ/ም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበረ ረቛሓ እተማልኡ/ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ካብ ዕለት 09/06/2006 ክሳበ 17/06/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሓዝ ኣበ ዓዲሓ ዝርከብ ቁፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሐሳስብ።
ደረጃ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ካበኡ ንላዕሊን
ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2+ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኢን መሃያ ብስምምዕነት
|
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መመዝገቢ ሰዓት ንጉሆ ካበ2፡30-10ሰዓት ምሸት |