| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| Position | ፋርማሲ |
| Posted Date | ዓርቢ መስከረም 20, 2009 |
| Closing Date | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳደሪሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ዲፕሎማ |
| Desired Skills | ዲፕሎማ |
| Experience Requirements | ብተመሳሳሊ ሞያ 2ተ ዓመት |
| How to apply | ንዲፕሎማ ተወዳደርቲ ሲኦሲ ደረጃ 4 ዘለዎ ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 1 8/1/ 2009 ዓም ክሳብ 23/ 01/ 2009 ዓም ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ተወዳደረቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ናይ ትምህርቲን ስራሕ ልምድን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም አብ ዙርያ ነርስን ፋርማሲን ደቂ አነስትዮ ነተባብዕ |