| ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን | |
|---|---|
| Position | ጁኔር አካዉንታንት |
| Posted Date | ሓሙስ ነሓሰ 19, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ ነሓሰ 27, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | አካዉንቲንግ ዲፐሎማ/ ቀዳማይ ዲግሪ ሲኦሲ ዝምልከቶ ከቅርብ ዝክእል |
| Desired Skills | ፒችትሪ አካዉንቲንግ ክእለት ዘለዎ ፅቡቅ ኢንግሊዘኛ ክእለት ዘለዎ ብሓባር ናይ ምስራሕ ተክእሎ ዘለዎ |
| Experience Requirements | ዲፐሎማ 6 ዓመት ቀዳማይ ዲግሪ 3 ዓመት ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | አመልከቲ ሲቪን አፕሊኬሽን ለተርን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ምስ ኦርጅናል ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምዝገባ ካብ 19 /12 /2008 ዓም ክሳብ 27 /12 /2008 ዓም አድራሻ ቀበሌ 11 ንግዲ ባንኪ ኢትዮዽያ ጨንፈር ሮማናት ቀዳማይ ደብሪ መቀለ ቁፅሪ 101 ንተወሳኪ ሓበሬታ Â 0344405029 /5265 |